ትግርኛ

SANCTUARY REFUGEE HEALTH CENTRE KITCHENER ONTARIO CANADA

ስደተኛታት ኮን ዑቕባ ሐተትቲ ዛዳልይ እዚ ማዕኸል ጥዕና ዘድልይ ናይ ጥዕና ማልባ ህክምና ያካሂድ።

ብተኻለ መጠን ብተፈላለየ ቓንቓታት ዘርዲኦም ተርጎምቲ ንቕርበሎም ምኳንና ንሕብር።

ናይ ማሕበራዊ አገልግሎት ብከመይ መንገዲ ክቋቋሙ ዝተፈላለዩ ሐበሬታ ብምሃብ ዝሙላ ወረቀታት  ብተወሳኪ ወላናቶም ናይ አእምሮ ጸገም ዘለዎም ወላስ ካብ ዝበጻሃሉ ጉድኣት ዝመጸኄ ካሎት ሕማማት ቁስሊ ፍሉይ ፕሮግራማት ናይ ህጻናታንወላዲ ቤተሰብን:ቆሉት ማእበይ:ኣኽብሮት ንብዙሓት ፍልልይ ዘርኢ ሐበሬታ ዛቕራብ አገልግሎታት ክንሰደኩም ድሉው ኢና።

ኩሉ እንገብር አገልግሎት ብዘይ ክፍሊት ኢዩ እንፍጽሞ

ብዙሕ ጊዜ ሕሙም ዝንሰደሉ ቦታታት ዘርእይ ካርታ እዚ ኣለዉ

ናይ ህዝቢ ኮረደዮ ካርታ እዚ ይርከብ

ብናትና ዶክተር ታካ ንሙኻን ይደልዩ ወይ ከኣ ንስኹም ዝትሃግዙዎም ስደተኛ አሎአራክቡና

ናይ ንሕና አድራሻ
310 King Street East, Suite 203
Kitchener, ON
N2G 2L3
ተሌፎን ቍጽሪ (226) 336 1321

ናይ ስራሕ ሰዓታት
ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ     09:00 ቅ. ቀ – 4:30 ድ.ቀ
ዓርቢ     09:00 ቅ. ቀ  – 1፡30 ድ.ቀ
ቀዳምን ሰንበት          ዕጽዉ ኢዩ

ኣብ ዙርያ ናይ መንገዲ ናይ መኪና 2 ሰአት መዳሎ ቦታ አሉ ካልእ ኣማራጪ ክኸውኖኩም ምስ ታሕቲ እዚ ህንጻ አዳሊኩም ናይ መኪና መዓርፎ ትኬት ንዝሃተተና እንህብ ኢና

ኣውቶቡስ መስመር ቍጽሪ 7 ኣብ ቅድሚት ንኣብ ቅድሚት ኢዚያ ህንጻ ጠጠው ትብል. LRT ዝተወጠነ መስመር ከማን አብ ቀረባ ታሃልፍ